• No products in the cart.

Need Help?

Send us a Message We will be in touch shortly

Send Us a Message

Frequently Asked Questions

ብ ካርዲ ባንኪ በ PayPal ሰብ Holland ካኣ ብ IDEAL ከትከፍሉ ትኽእሉ።

 

ኮረስ ከንገዘእ ኸለና፣ ንቕመጠሉ ሃገር ምስ ምረጽና እቲ ዋጋ ናብ ዘመረጽካዮ ሃገር ይልወጥ። ኮርሳትና ብ USD እዩ፣ ኣብ Germany ትነብር እንተ ኾንካ/ኪ ኮረስ ክትገዘእ ከለኻ/ኺ ናብ ዘለናዮ ሃገር ይልወጥ እቲ ንኸፍሎ ገንዝብ።

 

ቀድሚ መግዛእና፣ ኣብታ ኮረስ ዘሎ ጸሑፍ ክነንበቦ ኣለና፣ እንት ንጅምርቲ ድያ ወላስ ን ማእከሎት።እያ። ካሊእ ወን ኣብታ ደሊናያ ዘለና ኮረስ ብነጻ ቪድዮ ኣለዋ ብዛዕባ እታ ኮረስ መብሪሂ ዘህባ፣ ኣቡ ኣቲና ነታ ቪድዮ ነራኣያ፣ ወን ወን ትወከሱኒ።

 

ሓንሳብ ምስ ክፈልካ/ኪ ንኾሉ ኮረስና ገዚከሞ ማለት ኣይኮነን፣ ኣብ ካሊእ ኮረስ ክተሳትፍ እንት ደሊኻ ከትከፍለሉ ኣለካ።