Welcome to Eriteach

ኣብዚ ታሕቲ ንህቦ ኣግልገሎታትና ክተንብቡዎን ቪድዩና ወን ክተከታተሉ ብኽብሪ ንዕድም። ዓሚል Eriteach ኣብዛ signin ብምተዋቅ ናብ ሐሳብና ክናኣቱ ንኽእል።.

Sign-in

Our services

ወናኒ website እንት ዳኣ ኾንካ/ኪ ዓማዊል ምስሓብ ክንሕግዘካ/ኪ ንኽእል። እዚ ኻኣማርኬቲንግ ይባሃል፣ ኣብዚ ዓውዲ ነዊሕ ሰሪሕና ኢና፣ ስለዚ ዓማዊልና ብሙኻን ትመክሮና ንዓኹም ዓማዊል ንምስሓብ ንህግዝኩም።

ትወከሱና

ናይ ነዊሕ ዓመታት ትመክሮና ኣብ website ምስራሕን መሕድራን ኣለና፣ ዝበልጸን ወሑሱን ጌርና ክንሰርሓልኩም ንኽእል ኢና።

ትወከሱና

ትምህርቲ ምሕደራ website፣ ወናኒ website ኢንት ዳኣ ኾይናካ/ኪ ምሕደራ website ክትፍልጥ ግደታ እዩ። ብዓላን ክንምሓድር ምስ ንደሊ ግን ካኣ ኣፍልጦ ምስ ዝሕእጽረና፣ ኣይትሰከፉ በልጽቲ ኮረስ ኣዳሊና ኣለና፣ ኣብዚ ታሕቲ ብምጠዋቅ ዝያዳ ሓብረታ ትረኽቡ።

ኮርስ ምሕደራ website

ብዝይ website ምዉናን Online ክትሸቅት ምስ ትደልዩ፣ ትወከሱና ንዓኽእትኩም ወን ፈታሕ ኣለና፣ እታ ዝበለጽ ከማን።

ትወከሱና

ምሕደራ website፣ website እንትዳ ሃሊኮም፣ ብ ጸፉፍ ምገዲ ክማሕእድረልኩም ምስ ትደልዩ ኣገልግሎት ንህብ ኢና። ንዚ ኣገልግሎት ንምፍላት ትወከሱና።

ትወከሱና

ኣገልግሎት marketing

ዓማዊልና

ንቅሕት ሾፕ
ዱዃና
Eriteach LMS
ሚካል ኮፊር
ኣዶሊስ-ሾፕ

ኣገልግሎት ወብሳይት ምስራሕ

ኮርሳትና

Learn. Achieve.

ኮርሳትና ብሓቂ ብሉጽ ኮርስ እዩ፣ ገዜና ኣውፊና ዘዳለናዮ ስለ ዘኾነ፣ ብ ሰረሓትና ሲለ ንተኣማመን ካኣ ናይ 24 ስዓት ናይ ነጻ ኮረስ ንኽፍተልኩም። ኮርሳትና ከመይ ይምስል ምስ ራኹሞን ዕገብኩምሉን፣ ትዕደጉዎ ማለት እዩ።.

Browse Courses