• No products in the cart.

Complete Computer course 101

32.42 Fees

Category:

Description

ኣብዛ ትምህርቲ ኩሉ ብዛዕባ ኮምፒተር ክንማሃር ኢና፣ እዚ ማለት እንት IT (Information Technology) ወይ ኖርማ ናይ መዓልታዊ ሰራሕካ ብዝይ ዝኾነ ጽገም ክትሰርሕ ምስትደሊ እዛ ትምህርቲ ንኹሉ ሰብ እኝት ጀማሪ ወይ ዲሓን ዝኾነ ኣፍለጦ ዝለዎ እያ። እዚኣ ኮምፕሊት ኮረስ እያ እዚ ማለት ክንፈልጦ ዝለና ኣብ ኮምፒተር ክንማሃር ኢና።

ኣብዛ ኮረስ እዘን ዝስዕባ ክተማሃር ኢኻ/ኺ

1 ብዛዕባ Hardware ክንማሃር ኢና
2 ብዛዕባ Operating system ክንማሃር ኢና
3 Hardware Software/OS ከመይ ይሰርሑ እዚኣ ኣገዳሲት እየ፣  ሓንቲ ኮምፒተር ከመይ ጌራ ትሰርሕ ትሕብር ትምህርቲ እያ
4 ብዛዕባ Maintenance  ክንማሃር ኢና
5 ብዛዕባ Security + basic networking
6 ብዛዕባ backups and file history
7 ትምህርቲ ብዛዕባ Browsing
8 ብዛዕባ Cloud backup
9 ብዛዕባ Antivirus
10 ብዛዕባ basic Online office
11 Private FB groups
እዚ ኣብላዕሊ ትጠቂሱ ዘሎ ብዙሕ እኳ እንት ኮነ፡ ኣገዳሲ እዩ ኮምፒተር ጸኡቕ ገርና ንኽንመልካ።